ገጽ-መጽሓፍ: ኣውሮፓዊ ሕብረት ንኢትዮጵያ ዝህቦ ዝነበረ ናይ ህጹጽ እዋን ረድኤትን ሓገዝን ደው ክብል ትማሊ ትእዛዝ ኣተሓላሊፉ።

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam59_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Wed, 7 Sep 2016 22:40:19 +0200
 
 
 
 
ኣውሮፓዊ ሕብረት ንኢትዮጵያ ዝህቦ ዝነበረ ናይ ህጹጽ እዋን ረድኤትን ሓገዝን ደው ክብል ትማሊ ትእዛዝ ኣተሓላሊፉ።

ኣውሮፓዊ ሕብረት ንኢትዮጵያ ዝህቦ ዝነበረ ናይ ህጹጽ እዋን ረድኤትን ሓገዝን ደው ክብል ትማሊ ትእዛዝ ኣተሓላሊፉ። ንኣብ ኢትዮጵያ ዝነጥፉ ዘይመንግስታዊ ማሕበራት እው ከምዘይምውለን ኣፍሊጡ ኣሎ። ነቲ ሕብረት ነዚ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ንመጀመርያ ዝኾነ ውሳነ ክውስን ዝተገደደ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ዘውርዶ ዘሎ ህልቂት ንምቅዋም እዩ። መንግስቲ ኣመሪካ ውን ኣካይድኡ ክቅይር ብዙሕ ጸቅጥታት ካብ ማሕበረ ሰብ ዓለም ይወርዶ። ከምዝፍለጥ ኣስታት 70 ሚኢታዊት ባጀት ኢትዮጵያ ብምዕራባውያን ሃገራት እዩ ዝሽፈን፡ ብዘይ ረድኤትን ምወላን መንግስቲ ወያነ ነሓደ ዓመት ከማን ክጸንሕ ተክእሎ ከምዘይብሉ ተንተንቲ እዚ ከባቢ ይገልጹ።
No monies from the EU’s flagship Emergency Trust Fund (ETF) for Africa goes to the Ethiopian government or its agencies, the Commission stressed yesterday (6 September), as human rights groups say more than 400 people have been killed in clashes with the government.

 
 
 
Received on Wed Sep 07 2016 - 15:19:24 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved