ገጽ-መጽሓፍ፡ *ዓሌታውን ፋሽሽታውን ቀንጻሊ ግዝኣት ወያነ ሓርነት ትግራይ፣ ንውጹዕ በርጌስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጸረ ኣረሜንነት ምልዓዓል ብሓይሊ ጠበንጃ ይምልሶ።

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam59_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Thu, 1 Sep 2016 20:32:20 +0200
*ዓሌታውን ፋሽሽታውን ቀንጻሊ ግዝኣት ወያነ ሓርነት ትግራይ፣ ንውጹዕ በርጌስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጸረ ኣረሜንነት ምልዓዓል ብሓይሊ ጠበንጃ ይምልሶ።

ልዕሊ 250 ወተሃደራት ወያነ ካብቲ ስርዓት ብምክዳዕ ናብ ህዝቢ ተጸንቢሮም። ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ወተሃደራት ስድራ ኣይንቀትልን ብምባል ይሃድሙ ከምዘለው ይፍለጥ። ብዙሓት ተወላዶ ኣምሓራን ኦሮሞን ወተሃደራት`ውን ብብዝሒ ንኤርትራ ኢዶም ይህቡ ኣለው። ኣብ ከተማ መተማ ናይ ትግራዎት ዝኾነ ንብረት በቲ ህዝቢ ይቃጸል ኣሎ። ወያነ ዓቅላ ስለ ዝጸበባ ህዝቢ ንምድሃል ከበድቲ ብረት ናብ ከተማታት ተእቱ ኣላ። እዚ ኩሉ ንኤርትራ መፈራርሒ ኢላ ዝዓጠቀቶ ከቢድ ብረት ናብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተቅንዖ ኣላ። ንሕና ምዕዛብና ንቅጽል!

Over 250 regime soldiers deserted the army in Sanja, Amhara region following a brief gun battle with local farmers. A source who spoke to ESAT on the phone sa...

Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡s Foto.
Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡s Foto.
Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡s Foto.
Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡s Foto.
 
 
Received on Thu Sep 01 2016 - 13:11:25 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved