YouTube.com፡ *ሄለን ሃይሉ* ሓንቲ ካብቶም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ትግራዎት "ብስም ኤርትራውያን" ዓሌታዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ብሓሶት ንኣሜርካ ካብ ዝተላእኩ እያ። ............

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam59_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 28 Aug 2016 23:08:40 +0200
ዮዲት ወልደሩፋኤል-"ሄለን ሃይሉ" (ናይ ሓሶት ስማ) ሓንቲ ካብቶም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ትግራዎት "ብስም ኤርትራውያን" ዓሌታዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ብሓሶት ንኣሜርካ ካብ ዝተላእኩ እያ። ............ሰራቒ ስርዓት ወያነ፣ "ብስም ካብ ዓዶም ዝሃደሙ ወይ ስደት ዝናፈቑ ኤርትራውያን" ካብ ጎይተቱ  ሚልዮናት ዶላራት ሰሪቑ ማሕፍዳኡ ምሕባጥ ከይኣኽሎ፣ ተወሳኺ ናይ ስደተኛታት ሰፈር እናሰርሔን "ብስም ኤርትራውያን" ኣሽሓት ተጋሩ ኣውኡ እናእተወን ንወጻኢ ከምዝሰዶም ናይ ኣደባባይ ምስጢር እዩ።
https://www.youtube.com/watch?v=QMMBgTfIGAE
ብርሃነ ሃብተማርያም
ንሓሰ 28, 2016

የኦሮሞን ህዝብ እና የማራን ህዝብ ስሰድብ የነበረችው ሄለን ሀይሉ የትግሬ ተወላጅ የነበረችው የምሰራበት ቦታ ያሉ ሀበሾች ከሰው አሳሰሯት ይለናል -ደሩ ሐረሩ

*ሄለን ሃይሉ* ሓንቲ ካብቶም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ትግራዎት ብስም ኤርትራውያን ዓሌታዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ብሓሶት ንኣሜርካ ካብ ዝተላእኩ እያ። ህያው ምስክር ድማ ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ጽሑፋዊ ሰንሰለት ጠዊቕኩም ባዕልኩም ስምዕዎ።

https://www.youtube.com/watch?v=6qz0MqOpMnE

ብርሃነ

 

Received on Sun Aug 28 2016 - 15:47:44 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved