ገጽ-መጽሓፍ፡ ንስውኣትና መሊሱ ዝቀተለ ዕሉል ሃዳምን ከዳዕን፣ ቢንያም ካሕሳይ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam.1_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Wed, 24 Aug 2016 01:40:28 +0200
ንስውኣትና መሊሱ ዝቀተለ ዕሉል ሃዳምን ከዳዕን፣ ቢንያም ካሕሳይ
 

ንስውኣትና መሊሱ ዝቀተለ ዕብሉል ከዳዕ፣
ነታ 85 ሽሕ ጀጋኑ ተዋደቁላን ደም ዘፍሰሱላን ባንዴራ ደላይ ፍትሒ እየ በሃላይ ቢንያም ካሕሳይ ከም ሓንቲ ዘይትጠቅም ጨርቂ እንዳ ኣቃጸላ። እቶም መዘንኡ 19 ሽሕ ስውኣት ንወራሪ ሰራዊት ወያነ ነዛ ባንዴራ ንከየውርዳ እዮም ሂወቶም ከፊሎም፡ እሞ ቃልሲ ከምዚኣ ኮይና ተሪፉ? ክንዲ ንመንግስቲ ምቅዋም ንስውኣት ምጽራፍን ምቁንጻብን፣ ባንዴራ ምቅጻል? ናይዛ ዝገበርካያ ዋጋ ይንዋሕ ይሕጸር ክትከፍል ኢኻ! ህዝቢ ክፈልጦም ስለ ዘለዎም ሼር ንግበሮ ብጾት።

***********************************************************

 

 
 
 
Received on Tue Aug 23 2016 - 18:19:33 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved