ገጽ-መጽሓፍ፡ ኮካ ናይ ወርቂ ማዕድን ብዛራ ሸር ካምፓኒ ዝውነን ኮይኑ፣ ድሕሪ ብሻ ወርቂ ከፍሪ ጀሚሩ።

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Fri, 19 Aug 2016 00:00:58 +0200
ኮካ ናይ ወርቂ ማዕድን ብዛራ ሸር ካምፓኒ ዝውነን ኮይኑ፣ ድሕሪ ብሻ ወርቂ ከፍሪ ጀሚሩ።
 
ወርሒ ነሓሰ 18, 2016

ኮካ ናይ ወርቂ ማዕድን ብዛራ ሸር ካምፓኒ ዝውነን ኮይኑ ካብ ብናይ ቻይና ሰፍኮ 60% ብናይ ሃገራዊ ትካል ኢናምኮ ከኣ 40% ብርኪ ዝውነን ኮይኑ ድሕሪ ብሻ ወርቂ ከፍሪ ጀሚሩ ዘሎ ዓቢ ናይ ማዕድን ትካል እዩ። ከምቲ ዝስርሓሉ ዘሎ እንተሰሊጡ ኤርትራ ኣብ መወዳእታ 2017፡ መጀመርያ 2018 ዓርባዕተ ናይ ማዕድን ትካላት ስርሐን ክጅምራ እየን፡ ብጠቅላላ ኣብ ኤርትራ ካብ ምሉእ ዓለም ዝመጻ 21 ኣብ ማዕድን ምድላይን ምፍራይን ዝተዋፈራ ካምፓኒታት ኣለዋ።
Koka gold mining project in Eritrea, which is operated by Zara Mining Share Company (ZMSC) a joint Venture between ENAMCO Eritrea 40% and the SFECO Group (SFECO), a subsidiary of Shanghai Construction Group Co 60%.

Bild zeigt Himmel, im Freien, Natur und eine oder mehrere Personen
 
Received on Thu Aug 18 2016 - 16:40:03 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved