ገጽ-መጽሓፍ፡ *ኣብ ደንከልያ ብዘይካ ማዕድን ድኹዒ [ፖታሽ] 85 ሚልዮን ቶን ዝኸውን ኪሰሪት ዝተባህለ ንጥረ ነገር ተረኺቡ።

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Wed, 17 Aug 2016 15:55:49 +0200
 
 
 
ኣብ ደንከልያ ብዘይካ ማዕድን ድኹዒ [ፖታሽ] 85 ሚልዮን ቶን ዝኸውን ኪሰሪት ዝተባህለ ንጥረ ነገር ተረኺቡ።
 
ወርሒ ነሓሰ 17, 2016

ኮሉሊ ናይ ፓታሽ ማዕድን ብጀካ እቲ ብቢልዮናት ቶን ዝቁጸር ፓታሽ ሕጅውን 85 ሚልዮን ቶን ኪሰሪት ዝተባህለ ንጥረ ነገር ረኺቡ፡ ንእዚ ማዕድን እዚ ኣብ ናይ ዓለም ዕዳጋ ንሓደ ቶን ስካብ 120 ዶላር ይሽይጥ። እዚ ርክብቶ እዚ ነቲ ድሮ ተረጋጊጹ ዘሎ ናይ 150 ቢልዮን ዶላር ዋጋ ከውጽእ ተተሚኑ ዘሎ ፓቶሽ ማዕድን ተወሳኺ ጽቡቅ ዜና እዩ። ኮሉሊ ናይ ፓታሽ ማዕድን ኮይኑ ፍርቂ ፍርቂ ብኤርትራን ናይ ኣውስትራልያ ማዕድን ካምፓኒ ደንከል ዝውነን ሓደ ካብቲ ዝዓበየ ናይ ማዕድን ትካል ኣብ ሃገርና እዩ፡ እዚ 750 ሚልዮን ዶላር ክውድእ ትጽቢት ዝግበረሉ ናይ ማዕድን ቦታ፡ 2018 ምሻጥ ፓታሽ ክጅምር ትጽቢት ይግበረሉ፡ እቲ በዚ ናይ ማዕድን ትካል ተረኺቡ ዘሎ ፖታሽ ስጋብ 200 ዓመት ክወጽእ ዝክእል ትሕዝቶ ኣለዎ።

85m Tonnes of Kieserite Discovered within Colluli Project Resource፡ cost for the tone in the world market is 100-120$ American dollar

 
 
 
Received on Wed Aug 17 2016 - 08:34:53 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved