ገጽ-መጽሓፍ፡ መንግስቲ ትግራይ ንትግራዎት ካብ ጎንደርን ከባቢኣን ብነፈርቲ ጌሩ የህድሞም ኣሎ።

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 13 Aug 2016 18:06:12 +0200
መንግስቲ ትግራይ ንትግራዎት ካብ ጎንደርን ከባቢኣን ብነፈርቲ ጌሩ የህድሞም ኣሎ።

መንግስቲ ትግራይ ንትግራዎት ካብ ጎንደርን ከባቢኣን ብነፈርቲ ጌሩ የህድሞም ኣሎ። ንኤርትራውያን ሕብሪ ዓይንኹም ኣይፈተኹዎን ኢሉ ዝሶገገ ህዝቢ ኢዱ ረኺባቶ። ህዝብኻ ከምዚ ጌሩ ክጸልኣካ? ኣብ ዓለም ካብዚ ዝኸፍእ ውርደት የለን!

 
Received on Sat Aug 13 2016 - 10:45:17 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved