ገጽ-መጽሓፍ፡ ጥሙራት ኣብ ማሕላ፣ ሓንቲ ሰንደቕ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Thu, 11 Aug 2016 23:47:36 +0200
ጥሙራት ኣብ ማሕላ፣ ሓንቲ ሰንደቕ!!!
 
 
ወርሒ ነሓሰ 11, 2016

ኣብ ፌስቡክ ድላይካ ስቐል ዋላውን ናይሰጣን ባንዴራ! ኣብዛ መሬት እዚኣ ግን ሓንቲ ካብ ስውኣት ዝተቀበልናያ ባንዴራ እያ ዘላትና። እወ ባንዴራና በዚኦም እያ ከኣ ትሕሎ ዘላ፡ ዓቅሚ እንተለካ ክትንክፉ፡ ሃየ እንሀለ ጎልጎል....
ስእሊ ጀጋኑ ምድረበዳ ኣብ ከባቢ ዓሰብ!

Bild zeigt eine oder mehrere Personen
 
Received on Thu Aug 11 2016 - 16:26:41 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved