ሎሚ: ወያነ ንጕዳይ ኤርትራ ብሰላም ይኹን ብዅናት ብኽልቲኡ ክፈትሖ ኣይክእልን ኢዩ።

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Wed, 10 Aug 2016 15:06:45 +0200
ሎሚ: ወያነ ንጕዳይ ኤርትራ ብሰላም ይኹን ብዅናት ብኽልቲኡ ክፈትሖ ኣይክእልን ኢዩ።
ነሓሰ 10, 2016
ካባና ድንግልሲ እባ ሓመደ ዕደ: ደይ  ኣቦኽስ  ከምኣ እናበለ ዝኸደ!!
ቀደም ሰብ ከምዚ ሎሚ ከይተቐብሎ  ከሎ ሓንቲ ትምርዖ ጓል ምስ ድምግልናኣ ክትጸንሕ ብዙሕ ኣገዳሲ’ዩ ነሩ። ሓንቲ ንባዕላ ክትምርዖ ከላ ምስ ድንግልንኣ  ዘይነበረት ኣደ ከኣ ነታ ድንግልና ከም ዘይነበራ ትፈልጥ ዝነበረት  ዝተመርዓወት ጓላ  ምልሶት ንገዝኣ ምስ ተመልሰት እቲ ሰብኣያ እንታይ ከም ዝበላን ነቲ ጕዳይ ብኸመይ ከም ዝተቐበሎን ሓተተታ። እታ ጓላ ከኣ እታ ድንግልኺ ኣበይ ኣጥፊእክያ፡ ንመን ኢኺ ህብክያ፡  እናበለ ከሸግረኒ ሓግዩ በለታ። እታ ኣደ ንባዕላ እቲ ሰብኣያ ቅድሚ  ሙማቱ ክዅሪ ከሎ  ኵሉ ጊዜ ብዛዕባታ ድንግልና  ሒዛ ዘይምምጻኣ ይኸሳ ስለዝነበረ  ነቲ ጕዳይ ከም ቀሊል ርእያ ካባና ድንግልሲ እባ ሓመደ ዕደ፡ ደይ ኣቦኽስ ከምኣ እናበልዩ ዝኸደ በለታ ይበሃል።  ሃይለ ስላሰ ብኸምኣ ኤርትራ እናበለ  ጠፊኡ፡ መንግስቱ ብኸምኣ ተደጊሙ፡ ሎሚ ከኣ ወያነ በቲ ጕዳይ ስለዘይተማህሩን ዘይለበሙን ዕጫ እቶም ቀዳሞት ኣቦታቶም ኣብ ኣፍ ደጊኦም ቀሪባ ትጽበዮም ኣላ።..............................   Read More
ዝርዝሩ ኣብ ላዕሊ ወይ ታሕቲ ጠዊቅኹም እምብብውዕ ኢክእጥኹም።
ምንጪ ጽሑፍ፡ ሰኪዔት መስከረም
 

Received on Wed Aug 10 2016 - 07:45:50 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved