መድረኽ ሕታም ቁ. 24-ክልተ መራኽብ ኣብ ማዕበል ጅኦፖለቲካ, ብተስፋልደት ባህልቢ::

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Tue, 9 Aug 2016 00:39:55 +0200

ሕታም ቁ. 24-ክልተ መራኽብ: ኣብ ማዕበል ጅኦፖለቲካ 
Editor Tesfadet Bahlbi
8/3/2016
 Prelude
On page 12, a spread sheet is over there listing certain vocabularies used in this writing to elaborate the meaning of all the words with * in Tigrigna to their equivalence in English.  

ከምቲ ግቡእ ናይ ሰነ ስርዓት ድርሰት ዝጠልቦ ኣካይዳ መሰረት፡ ንሱ ከኣ - ሓደ ደራሲ ነቲ ክኣንግዶ ዝደሊ ዛዕባ፡ ኣብ ምብጋሱ እንከሎ፡ ይጥዓም ይምጸጽ ብዘየገድስ፡ ንነበቲ ኣነጺሩ ክነግር ስለ ዝግባእ፡ ናይ ሎሚ ዓንቀጽ መድረኽ ድማኒ፡ ኣብዚ እዋናዊ ዝኾነ፡ ማዕበል ውቅያኖስ ናይ ጅኦፖለቲካ፡ ክልተ መራኽብ ናይ ኤርትራውያን፡ ኣየነይቲ ተንሳፍፍ ኣየነይተን ድማ ትጥሕል ከም ዘላ ክትንትቶ እያ። ትንተና ደኣ እምበር፡ ንስለ ምጉት፡ ወይ ከኣ፡ ንስለ ክለሳ ሓሳብ ኣይ ኮነን። ናይ ዉዑይ ትኩስ ዜና* ሓባሪ፡ እውን ኣይ ኮነን። ይኽፋእ ይጸብቕ፡ ይድቀቕ ይፈርዝን፡ ከይ ተፈንፈነ፡ ነቲ ኣብቲ ቆፎ ዘሎ ትሕዝቶ ፡ ክብርበር እዩ።   Read more.................................
ምንጪ እዚ ዲንቂ ጽሑፍ፡ ሰኪዔት መስከረም

Received on Mon Aug 08 2016 - 17:19:01 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved