ገጽ-መጽሓፍ፡ *ኤርትራ፡ ናጽነታን ሰላማን ዘውሓሰትን ዝዓቀበትን ኣፍሪቃዊት ሃገር!

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 30 Jul 2016 22:05:27 +0200
*ኤርትራ፡ ናጽነታን ሰላማን ዘውሓሰትን ዝዓቀበትን ኣፍሪቃዊት ሃገር!

ን25 ዓመት ብዘይልመናን ምብርካኽን ብክልተ እግርና ደወ ዝበልና ሃገር ኣብ ኣፍሪቃ ኤርትራ ጥራሕ ኢና። ንሕና ንስለ ትዕቢት ወይ ስለ ንጎነጽ ኢልና ንገብሮ ነገር የለን። ከምዚ ምሉእ ዓለም ርኢእዎ ዘሎ ከኣ ንግዚያዊ ጠቅሚ እልና ንገብሮ ሕድገታት የለን። ኣለና እንታይ ኮይና ዲና? ስለ ተጸመምና ኣብዛ ዘለናያ መድረኽ በጺሕና። እስከ ኩለን ጎረባብትና ርኣይወን፣ መን ኣላ ብጀካ ኤርትራ ሰላማ ዘውሓሰት ሃገር? እቲ መልሲ ናባኹም ይገድፎ!

 
Received on Sat Jul 30 2016 - 14:44:32 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved