Tigrigna.VoaNews.com: ውሳነ ፓርላማ ሆላንድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዓይኒ ኽልተ ኤርትራዊያን

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 23 Jul 2016 01:40:23 +0200

ውሳነ ፓርላማ ሆላንድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዓይኒ ኽልተ ኤርትራዊያን

መወዳእታ ዝተሓደሰ ሓምለ 22, 2016
  • ገብረ ገብረመድህን
ውሳነ ፓርላማ ሆላንድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዓይኒ ኽልተ ኤርትራዊያን

ውሳነ ፓርላማ ሆላንድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዓይኒ ኽልተ ኤርትራዊያን

ፓርላማ ሆላንድ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ንኤርትራ ዝምልከት ውሳነ ኣሕሊፉሎ።እዚ 11 ነጥብታት ዝሓዘ እማመ ኤርትራዊያን ንመንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ ዝኸፍሉዎ ክልተ ሚእታዊ ግብሪ፣ብዛዕባ ውሳነታት መርማሪ ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት፣ብዛዕባ ማሕበር መናእሰይ ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራስን ፍትሕን፣ ካልኦትን ኣሕሊፉሎ።

ኣብ ሆላንድ ነቲ ጉዳይ ብቐረባ ካብ ዝተከታተሉ ክልተ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛ ሃብቶም ዮሃንስን መሰረት ባህልቢን ገሊኦም እዮም።

ንትሕዝቶን ትርጉምን እቲ ውሳነ መብርሂ ሂቦምና ኣለው።

Received on Fri Jul 22 2016 - 18:19:28 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved