ብጾት እዋን ኮይኑ : ነጋዶ ንምስልናን ታሪኽናን  ዘይተንጸባርቕ ባንዴራ ወቂጦም ኣብ ዕዳጋ ከውርዱ : ግዜ ምስዝበልዕ እዘን ንምስልናን ታሪኽናን ዘይገልጻ ውጥም.ቅልቅል ዝብላ ዘለዋ ናይዕዳጋታት ባንዴራ ካብ ሕጂ ንኔው ከብቅዓ ኣለወን : ብኸመይ ንዝብል ሕቶ :ብቴልቭዥንን ጋዜጣን  : ኣብ ኣኼባታት  ሰሚናራት ሃገራዊ በዓላት : ብዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ጽሑፋት ጐስጓስን ኣስተምህሮን መረዳኣታ ክንህብን  እላቦ :
መድሃኔ ተስፋለም ሽ/መኸተ ጀርመን:
ዘልኣለማዊ  መጎስን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና : ዓወት ንሓፋሽ :
Received on Mon Feb 29 2016 - 10:37:47 EST