ሕቶታት ንመድረኻውያን ኣሎኒ። ብተስፋልደትት ባህልቢ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Wed, 10 Feb 2016 18:35:14 +0100
የካቲት 03, 2008 ብኣቘጻጽራ ፈረንጂ ድማ 10/02/2016
ፍሉይ ሕታም 17
2/6/2016
 
መድረኽ ብዝብል መለለይ ስም፡ ናብ መንግስቲ ኤርትራ ዝቐንዔ፡ ናይ ኣብያ ወይ ሕንገዳ ተግባራቶም፡ ቅድሚ ውሑድ እዋን ጀሚሩ ክላለ ጸኒሑ። ዋናታት ናይ እዚ ቅዋም እዚ፡ ነብሶም ዝገለሉ፡ ገዲይም ኣባላት ናይ መንግስቲ ኤርትራ፡ ከም ምዃኖም እዮም። ሓደ ዕማኾት ወይ ሕፍንቲ ዘይ መልኡ፡ ግን ከኣ-ምኩራት ተጋደልቲ ምዃኖም እዮም።
 
ናብዞም ዝተባህሉ ሰብ ብርኪ „stake holders“ ዝቐንዔ፡ ናይ ዘይ ተቐባልነት ሕሜታት፡ ካብቲ ኣሎኹ በሃላይ፡ዘየእቱ ዘየውፍር ሕልፈት ተቓውሞ፡ ክውርወር ጸኒሑ። ብኻልእ ኣዘራርባ፡ ሃረፍረፍ ናይ እዞም ተሓመይቲ፡ ከም ሓንገድቲ ወይ ተሓሰምቲ፡ ብዘስምዕ ጥርጠራታት፡ ካብ ሕቶ ምልክት ኣይ ደሓኑን። ምስ ፖለቲካዊ ሽርሙጥና ወያነ ዝኳሸም፡ ኣብ ሕቶ ምልክት ይነብር።..............................
ምንጪ፣ ሰኪዔት መስከረም
 
ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፣ ኣብ'ዚ ታሕቲ ዘሎ መራኸቢ ሕጥበ-ጽሑፍ (PDF) ጠዊቕኩም ነዚ ብሓደ ግዱስ ሃገራዊ ኤርትራዊ ዝተጻሕፈ ኣገዳሲ መጽሔት መሰል ጽሑፍ ኣምብብዎ ኢኹም። ሰናይ ንባብ!!!
 
ብርሃነ ሃብተማርያም

Received on Wed Feb 10 2016 - 12:35:15 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved