መዝገብ ኣባላት ኣትማን ውሻጠ፡ ጸብርን ቀብርን፡ መካይድቲ ኣይኮነን!። 5ይ ኽፋል-ጉዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Tue, 2 Feb 2016 00:13:36 +0100

Eritrea oppositionኣንጻር ኤርትራ ውዲታት ንከሳውራ ዘተወደባ ኣካላትን ናይ ኩለን ፈጸምትን ኣተግበርትን፡ ተግባራቱን ኣባላቱን ዝገልጽ ጽሑፍ

ካብ ጉዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት

ጻባእትና ብቕርበትን ብርሕቀትን ዝውርውሩልና ጠያይትን ቦምባታትን፡ ንዓወት ዘይተዓደልዎ ኮይኖም`ምበር ብናይ ፕሮፓጋንዳ ጽሑፋትን፡ ናይ ዘመና ቴክኖሎጂ ዝሃቦም ምዕባሌታት ተጠቒሞም`ውን፡ ነቲ ክሳብ ሕጂ ክሰብርዎስ ይትረፍ፡ ንእሽቶይ`ውን ነቓዕ ክፈጥርሉ ዘይከኣሉ ሓድነትና፡ እምነትናን ንምብራዝን፡ ምጥርጣራትና ንምግፋሕ ዘይፈተንዎ እከይ ተግባራትን ዘይፈንቀልዎ ውዲታትን፡ ዘይወደብወን ኣካላትን የለዋን።

ማሕበር ኤርትራውያን ሞያውያን ሕጊ፡ ማሕበር ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኤርትራውያን ማሕበር ጋዜጤኛታት ኣብ ግዳም፡ ማህበር ብርዒ ኤርትራ፡ ወ.ዘ.ተ. . . ክንደይ ክንብለን፡ ናይ ኩለን ፈጸምትን ኣተግበርትን፡ ተግባራቱን ኣባላቱን ኣመልኪትና ሰፊሕ መብርሂ ናብ ህዝብና ከነመሓላልፍ ኢና።

ሰናይ ንብባ ን5ይ ክፋል፦

ኣብ'ዚ ታሕቲ ዘሎ መራኸቢ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኹም። ንምክትታሉ ምእንቲ ክጥዕም ምስ'ዚ 5ይ ክፋል እቲ ዝሓለፈ 4ይ ክፋል ደሚረ ሰዲደዮ ኣሎኹ።

ብርሃነ ሃብተማርያም

 

 


Received on Mon Feb 01 2016 - 18:13:37 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved