ካብ መንደፈራ ተበጊሱ ብጎደናታት ኣስመራ ሰንጥቑ ኣብ ማሳዋ ዝተዛዘመ 4ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ ብዓወት ተቀዳዳማይ ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኤልያስ ኣፎርቂ ተዛዚሙ

From: Semere Asmelash <semereasmelash_at_ymail.com_at_dehai.org>
Date: Fri, 22 Apr 2016 18:48:57 +0000 (UTC)

ዓርቢ 22 ሚያዝያ 2016

4ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ ሎሚ ዓርቢ ካብ ከተማ መንደፈራ ተበጊሱ ብዓቐበታት ሽከቲ ከተማ ኣስመራ ሓሊፉ ኣብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ተዛዚሙ ኣብዚ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሓያል ውድድር ከኣ ኤርትራዊ ኤልያስ ኣፍወርቂ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዕዉት ክከውን ከሎ 3ተ ሜሮናት ከኣ ክሳብ 4ይ ዘሎ ቦታ ተማቒሎሞ ኣለው።

1.ኤልያስ ኣፍወርቂ

2.ሜሮን ኣማኑኤል - ባይክ ኤድ

3.ሜሮን ኣብርሃም - ጋንታ ሳሊና

4.ሜሮን ተሾመ - ባይክ ኤድ

http://www.procyclingstats.com/race/Tour_Eritrea_2016_Stage_4

2016 » Tour Eritrea (2.2)

Stage 4 » Mendefera › Massawa (172k)

Date: 22nd April 2016

Race category: Men Elite

Start/finish: Mendefera › Massawa

Rnk

1.AFEWERKI Elyas Sharjah Team

2.MERON Amanuel Stradalli - Bike Aid

3.ABRAHAM Meron

4.TESHOME Meron Stradalli - Bike Aid
Received on Fri Apr 22 2016 - 14:48:58 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved