መጽሓፍ „ታሪኽ ኤርትራ፡ ካብ ጥንቲ ክሳብ ናጽነት“ ካብ ቋንቋ ትግርኛ ናብ ቋንቋ ጀርመን ተተርጕማ ንማሕተም በቒዓ ተዳልያ ኣብ ምዝርጋሕ ትርከብ ! !

From: Dimtzi Eritrawian Kab German <eritreanvoice.germany_at_googlemail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 19 Apr 2016 18:32:24 +0200

መጽሓፍ „ታሪኽ ኤርትራ፡ ካብ ጥንቲ ክሳብ ናጽነት“ ኣብ ስደት ተወሊዶም ንዝዓብዩን ንኻልኦት ቋንቋ ጀርመን ዝመልኩ
መንእሰያትን ግዱሳትን፡

ታሪኽ ኤርትራ ብቐሊሉ ንኽርድኡ ካብ ቋንቋ ትግርኛ ናብ ቋንቋ ጀርመን ተተርጕማ ንማሕተም በቒዓ ተዳልያ ኣብ ምትርጋሕ
ትርከብ ! !


ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ www.raimoq.com ትረኽቡ

http://www.raimoq.com/buch-eritrea-die-geschichte-des-landes-von-der-antike-bis-zur-unabhangigkeit/







[image: Inline-Bild 1]


image.png
(image/png attachment: image.png)

Received on Tue Apr 19 2016 - 12:32:24 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved