YouTube.com: ብዑስባት ወያነ ተታሊሉ ዝነበረ ሎሚ ናብ ዉኑኡ ዝተመልሰ ተቋማራይ ነበር መንእሰይ ዑመር

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 2 Apr 2016 11:58:39 +0200

ብዑስባት ወያነ ተታሊሉ ዝነበረ ሎሚ ናብ ዉንኡ ዝተመልሰ ተቋማራይ ነበር መንእሰይ ዑመር

 
 
 
 

"ኣስላማይ ስለዝኾንኩ መንግስቲ ኤርትራ ንኣስላም ይኣስር እዩ ኢሎም ኣደናጊሮሙኒ። ኣንጻር መንግስቲ ከምዝቃወም ድማ ጌሮሙኒ ኔሮም" ይብል መንእሰይ ዑመር ሕጂ ናብ ህዝቡን መንግስቱን ዝተመለሰ

 
Received on Sat Apr 02 2016 - 05:58:39 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved