ቅያ፡ጅግንነት፡ፍቅሪ፡ክብርታት፡ ኩሉ ኣብ ከርሲ "መፍትሕ ተመስጦ" ብወናም ተስፋልደት ኪዳነ (ወዲ ኪዳነ)

From: gidewon habtom <gidewon1_at_hotmail.com_at_dehai.org>
Date: Wed, 30 Mar 2016 00:33:20 +0000


ንቅያን ጅግንነትን ህዝባዊ ግንባርን ንኽብሪ ሰማአታትናን አትገልጽ ከምእዉን ንናይ ድሕሪ ነዊሕን ሓያልን ቃልሲ "ኤርትራና ዓንቢባ ለምዘበን" ይብለና ኣሎ እቲ ወናም ስነጥበባዊ ተስፋልደት ኪዳነ ኣብዛ ሓዳስ 11 ደርፍታት ዝሓዘት ኣልቡም፤

ወንካ ዘለዓዕል ባህላውን ዘመናውን ዜማታት ዝሓዘት ንባህልናን ክብርታትናን ዝኹሉዑ ደርፍታት ጀባእ ይብለና ኣሎ እሞ፤ ንፍቕሪ ስነጥበብን ንሃገራዊ ክብርታትናን አተንጸባርቅ ቡዙሕ ጻዕርን ግዝየን ዝፈሰሶ ናብ



ኩሉ ኣብ ምዝርጋሕን ኣብ ምትብባዕን ንሃገራዊ ስነጥበባዊ ተስፋልደት ኪዳነ ኩላትና ኢደይ ኢድካ ንበል። ነቶም ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ንነብር ድማ ኣብቲ ተዳልዩ ዘሎ ፍሉይ ናይ ምምራቕ ባህላዊ ምሸት ንዕለት 2/4/2016 ሓቢርኩም

ምሳና ከተምስዩ ብኽብሪ ንዕድም፡ ብደሓን ምጹ።

ኣድራሻ (Address)፡

ሰሜን ሎንደን (Caledonian Road, Bus 271, 259, 91)

10 Jays street London N1 0FE . Time - 5pm -11pm.

ንዝያዳ ሓበረታ በዚ ቁጽሪ ተወከሱ፡ 07828292571 or 07539896568


ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማአታትና!!

ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!

ጊደዎን ሃብቶም (ወዲ ፍላንሳ)


https://www.youtube.com/watch?v=txEj_PxZT8Y

[https://www.bing.com/th?id=OVP.V4cc59b5f5705d61caa94f7e8680a6f18&pid=Api]<https://www.youtube.com/watch?v=txEj_PxZT8Y>

tesfaldet album<https://www.youtube.com/watch?v=txEj_PxZT8Y>
www.youtube.com
New Album by Tesfalidet Kidane (Wedi Kidane)







tesfe.jpg
(image/jpeg attachment: tesfe.jpg)

Received on Tue Mar 29 2016 - 20:33:23 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved