Tigrigna.VoaNews.com: ኣማንኤል ሞሞና ብልስሉስ ዜማታቱ ንሰማዕቲ ቂሐ-ጽልሚ የዘናግዕ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 19 Mar 2016 11:08:35 +0100

ኣማንኤል ሞሞና ብልስሉስ ዜማታቱ ንሰማዕቲ ቂሐ-ጽልሚ የዘናግዕ

 
 
 

ኣማንኤል ወልደጋብር(ሞሞና) ዝሕል ዝበለ ወይ ልስሉስ ጣዕመ ዜማታት ብምብርካት ፍሉይነት ኣለዎ። "ዝሰምዖ ሙዚቃ`ውን ዝሕል ዝበለ ስለዝኾነ ካብኡ ዝተበገሰ ክኸውን ይኽእል " ይብል ስለምንታይ ከምኡ ዝበለ ዘስቆርቁር ዝመስል ደርፋታት ትደርፍ ተባሂሉ ምስተሓተተ።

ንዜማታቱ ብዙሓት ኣድነቕቱ ምስ ኩነታቶም ብምትሕሓዝ ከምዝደግምዎ`ዩ ዝዕለል። ይዕለል ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ`ዚ መደብ`ዚ`ውን ተርእዩ`ሎ።

Amanuel Weldegabr
Amanuel Weldegabr

 

 

 

 

 

ምስ ሞሞና ዝተገብረ ዕላል ኣብ`ዚ ምስምዑ ይክኣል፡

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣማኔል ወልደጋብር
Received on Sat Mar 19 2016 - 06:08:35 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved