: ኣብ ኢትዮጵያ፡ ብዛዕባ ተቓውሞ ኽልል ኦሮሚያ ክጽብጽቡ ዝተንቀሳቐሱ ክልተ ናይ ወጻኢ ጋዜጠኛታት ን24 ሰዓታት ተኣሲርና ኢሎም

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Tue, 8 Mar 2016 17:25:38 +0100

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ብዛዕባ ተቓውሞ ኽልል ኦሮሚያ ክጽብጽቡ ዝተንቀሳቐሱ ክልተ ናይ ወጻኢ ጋዜጠኛታት ን24 ሰዓታት ተኣሲርና ኢሎም

ጄሲ ፎርትንዊሊያም ዴቪድሰን

ንብሉምበርግ ዝጽብጽብ ዊሊያም ዴቪድሰን ንዝተፈላለዩ መራኸቢ ብዙሃን ትጽብጽብ ጄሲ ፎርትን ኣስተርጓሚኦምን ብሓይልታት ጸጥታ ካብ ከተማ ኣዋሽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተወስዱን ተኣሲሮም ሓዲሮም ከምዝተለቁን ገሊጾም።

ናይ ምብራቕ አፍሪቃ ዓለምለኸ ማሕበር ጋዜጠኛታት
ናይ ምብራቕ አፍሪቃ ዓለምለኸ ማሕበር ጋዜጠኛታት
ሳሌም ሰሎሞንሔኖክ ሰማእግዜር

ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተኸሰተ ድርቅን ዝተለዓለ ናይ ተቓውሞ ምንቅስቓስን ሪፖርት ንምቕራብ ዝተንቀሳቐሱ ክልተ ጋዜጠኛታት ወጻኢ ን24 ሰዓታት ከምዝተኣሰሩ ኣፍሊጦም።

ንብሉምበርግ ዝጽብጽብ ዊሊያም ዴቪድሰን ንዝተፈላለዩ መራኸቢ ብዙሃን ትጽብጽብ ጄሲ ፎርትን ኣስተርጓሚኦምን ብሓይልታት ጸጥታ ካብ ከተማ ኣዋሽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተወስዱን ተኣሲሮም ሓዲሮም ከምዝተለቁን ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

http://tigrigna.voanews.com/audio/3223676.html

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልተ ናይ ወጻኢ ጋዜጠኛታት ድሕሪ ናይ 24 ሰዓታት ማእሰርቲ ምፍትሖም ተገሊጹ
Received on Tue Mar 08 2016 - 11:25:38 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved