Tigrigna.Voanews.com: (Must listen both Part 1&2)-1. ቂሔ-ጽልሚ፡ ስነ-ቃል ትግርኛን መጽሓፍ `ነጭ ሸማ` 2. ቃለ-መጠይቕ ምስ ደራሲት መጽሓፍ `ነጭ ሸማ` ክብራ ተወልደ ኣብርሃም

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Thu, 24 Sep 2015 00:49:00 +0200

ቂሔ-ጽልሚ፡ ኣብ ጉዳይ ስነ-ቃል ትግርኛን ኣብ ጉዳይ መጽሓፍ `ነጭ ሸማ` ን ኣተኩራ`ላ

`እሓርስ ኣለኹ -ደመናይ እናማዓደኹ` ኣብነት ስነ-ቃል ትግርኛ`ዩ። `ላሎ`የ ላሎ`የ ወኻርያ በሊዓቶም ጃንሆይ`የ`፡ እዚ`ውን ፖሊቲካዊ መልእኽቲ ዘለዎ ስነ-ቃል`ዩ።  ኣቶ ሃብታይ ገብረግዚኣብሄር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ፡ ሓላፊ ክፍለ ትምህርትን ስነ-ጽሑፍን`ዩ። ግርማይ ገብሩ ኣዘራሪብዎ`ሎ።

ካልእ ትሕዝቶ ቂሔ-ጽልሚ፡ ምስ ደራሲት `ነጭ ሸማ` ክብራ ተወልደ ኣብርሃም ዝተኻየደ ቀዳማይ ክፋል ዕላል`ዩ።

ንኽልቲኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል:

2. http://tigrigna.voanews.com/audio/2969635.html

*****************************************************************

ቃለ-መጠይቕ ምስ ደራሲት መጽሓፍ `ነጭ ሸማ` ክብራ ተወልደ ኣብርሃም

ደራሲት ክብራ ኣብርሃም፡ ወነንቲ ታሪኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ ባዕልና ምዃና ክንፈልጥን፡ ከም ህዝቢ ምንባር ክንሓስብን ግድን`ዩ ትብል

Kibra Abraham3Kibra Abraham

" ነጭ ሸማ " ብኣምሓርኛ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ኣብ ታሪኽን ክብርታትን ህዝቢ ኤርትራ ኣተኩራ ዝተጻሕፈት`ያ።  ክብራ ኣብርሃም ኣብ`ዚ ቃለ-መጠይቕ፡ ኤርትራውያን ዘይተሳተፍዎ ታሪኽ ዞባና የለን ትብል።

ሕጂ ዘድልየና ግን፡ ኣብ ፍልልያትና ከየተኮርና  ከም ሓደ ህዝቢ እናሓሰብና፡ ንዝምጽእ ወለዶ ስንቂ ኾይና ምሕላፍ`ዩ ትብል።

ምሉእ ቓለመጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

2. http://tigrigna.voanews.com/audio/2974363.html

Kibra Abraham2Kibra Abraham2
Received on Wed Sep 23 2015 - 18:49:01 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved