ECSS-Online.com: ትንታነ ንኣጀንዳ ወጻኢ ፖሊሲ ኢትዮጵያ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 19 Sep 2015 19:23:31 +0200

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

19 መስከረም 2015

ትንታነ ንኣጀንዳ ወጻኢ ፖሊሲ ኢትዮጵያ

ካብ’ቲ ዘመናዊት ኢትዮጵያ ኣብ መጨረስታ 19 ክፍለ-ዘመንን መጀመርታ 20 ክፍለ-ዘመንን ብምንሊክ ካልኣይ ዝተመስተትሉ እዋን ጀሚሩ ክሳብ’ዚ ሕጂ ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ ስልጣን ዝተወራረሱ ስርዓታት ኢትዮጵያ እንኮላይ ሃጸይ ሃይለ ስላሰ፡ ኮሎኔል መንግስቱ ሃይለማርያምን መለስ ዜናውን ታሪኻዊ ኣተኩሮ ብምግባር ጥራይ እዚ ዝስዕብ ናይ ሓባር ረቛሒ ከምዘለዎም ንምርዳእ ዘጸግም ኣይኮነን።.................

ኣብ'ዚ ታሕቲ ዘሎ መራኸቢ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ንኹሉ ትሕዝቶኡ ኣንብብዎ። ሰናይ ንባብ!

ብርሃነ ሃብተማርያም


Received on Sat Sep 19 2015 - 13:23:33 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved