“ውድብና ዴምህት ርስሓታ ተጽሪጉ” ውድባዊ መግለጺ ዴምህት…

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 15 Sep 2015 13:16:45 +0100

ውድብና ድምህት ኣብ 19 ለካቲት 1993 ዓ/ም ብረት ዓልዒሉ ቃልሲ እንትፍልም ዕላምኡ ንፁርን ዘየሻሙን'ዩ ነይሩ።

ንሱ ድማ ኣብ ሃግርና ዘሎ ዓፋኒ ስርዓት ንህዝብና ክፋፊሉ ስብኣዊ መሰሉ ረጊጹ ንምግዛእ ብዝጥዕሞ መንገዲ ይጓዓዝ ስለ
ዝንበረ ውድብና ድምህት ድማ ነዚ ነገር እዚ ንምቕያር ምስ ኩሎም ኣብ ሓድነት ኢትዮጵያ ዝኣምኑ ውድባት ብምትሕብባር
ህዝባዊ ስርዓት ንምትካልን ሓንትን ዲሞክራሲያዊትን ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዝብል ዕላማ ሓንፂፁ ኣንጻር ገዛኢ ጉጅለ ስርዓት
ህውሓት ኢህውድግ ዝቐነቐ ቃልሲ ካብ ዝጅምር 14 ዓምታት ተጓዒዙ'ሎ።

ኣብ ውሽጢ ጉዕዞ 14 ዓምታት ውድብና ዴምህት ዓብይቲ ውታሓድራዊ ፖልቲካዊ ፣ ማሕብራዊን ቁጠባውን ዓወታት እናተጓናጽፈ
ምጺኡ እዩ። ቃልሲ እንትባሃል ልሙጽ ከም ዘይኮነ ግን ካብ ሕሉፋት ቃልስታት እናተማሃርና መጺእና ኢና......
*ሙሉእ **ን**ባብ **ውድባዊ መግለጺ ዴምህት **አብዚ ጠውቁ **https://adalvoice.wordpress.com/
<https://adalvoice.wordpress.com/>*




hhv0MOOpzWcg__2_12.png
(image/png attachment: hhv0MOOpzWcg__2_12.png)

Received on Tue Sep 15 2015 - 08:16:46 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved