UCI ዘካየዶ ዓለም-ለኻዊ ሻምፒዮና ውድድር ቅድድም ብሽክለታ አብዚ ወርሒ’ ዚ አብ ከተማ ሪችሞንድ ክፍለ -ግዝኣት ቨርጂንያ ክካየድ ዩ

From: Ibrahim Idris Suliman <eboeri30_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 8 Sep 2015 21:16:08 -0700

http://m.tigrigna.voanews.com/a/2952806.html

ኤርትራ ሓንቲ ካብ`ተን ኣብ`ቲ ውድድር ጋንታታት ዘሳትፋ ዘለዋ ሃገራት`ያ

ናይ 2015 UCI ዘካየዶ ዓለም-ለኻዊ ሻምፒዮና ውድድር ቅድድም ብሽክለታ አብዚ ወርሒ’ ዚ አብ ከተማ ሪችሞንድ ክፍለ
-ግዝ ኣት ቨርጂንያ ክካየድ ዩ። አብቲ ውድድር ካብ ልዕሊ 70 ሃገራት ዝተዋጽኡ ልዕሊ 1000 ተወዳደርቲ ክሳተፉ ዮም።

Paul Shanks ናይታ አዋሃሃዲት ኮሚቴ ዳይሪክተር ኮሚኒኬሽን አብዚ ካብ 19 ናብ27 ናይዚ ወርሒ’ ዚ ን 9
መዓልታት ዝካየድ ውድድር 450,000 ዝከውን ህዝቢ ክሳተፍ እዩ ይብል። ኤርትራ ሓንቲ ካብ`ተን ኣብ`ቲ ውድድር
ጋንታታት ዘሳትፋ ዘለዋ ሃገራት`ያ።

UCI-Richmond3

ምስ Paul Shanks ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

00:01:23/00:05:35

Direct link
<http://av.voanews.com/clips/VTG/2015/09/08/5755667d-0072-41ca-b783-68976d0be6c1.mp3?download=1>

UCI ዘካየዶ ዓለም-ለኻዊ ሻምፒዮና ውድድር ቅድድም ብሽክለታ አብ ከተማ ሪችሞንድ




Ibrahim I. Suliman.
Cyber Adal press & publishing
Received on Wed Sep 09 2015 - 00:16:09 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved