Tigrigna.Voanews.com: ቂሔ-ጽልሚ ምስ ድምጻዊት ሳሊና ጸጋይ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 1 Nov 2015 22:57:27 +0100

ሳሊና ዳንኤል ጸጋይ ትብሃል፡ ኣብ`ዚ ኣብ ኣመሪካ ክ/ግዝኣት መነሶታ ተወሊዳ ትዓቢ ዘላ ጓል 18 ዓመት ድምጻዊት`ያ። ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ብቐዳምነት ተሰሪዐን ካብ መንጎ ዘለዋ ናይ ትግርኛ ደርፍታት ሓንቲ `ምናዳ` ትብል ደርፊ መበገሲ ብምግባር ናይ`ዚ መደብ ጋሻ ኾይና ቀሪባ`ላ። ካልኦት ደርፍታት`ውን ኣለውኣ።

ብኻልእ ወገን ካብ ዓድግራት`ውን ብዛዕባ እምብልታ ሕውስ ኣቢልና`ለና፡ ብሰፊሑ ግን ኣብ ዝቕጽል     ክቐርብ`ዩ ።

ናይ ሎሚ ምሉእ ትሕዝቶ ቂሐ-ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል። ቂሔ-ጽልሚ ምስ ድምጻዊት ሳሊና ጸጋይ

http://tigrigna.voanews.com/audio/3030218.html

 

 
Received on Sun Nov 01 2015 - 17:02:30 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved