Tigrigna.Voanews.com: ካብ መንጎ ዕጡቓት ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ሓደ ዝኾነ ደምህት፡ ብዛዕባ መደረታት ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማርያም እንታይ ይብል?

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Thu, 29 Oct 2015 00:24:09 +0100

ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማርያም፡ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ምትርማሳ እንተቐጺላ ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ምባሎም ይፍለጥ። እቲ ምትርማስ ዝብሃል ብተቓወምቲ ኣቢልካ ምዃኑ ቅድሚ ሎሚ ብተደጋጋሚ ስለዝተጠቕሰ፡ ካብ ተቓወምቲ ንምስማዕ ተፈቲኑ`ሎ።

“ንሕና ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ኾይና ኢና ንቃለስ” ዝበለ ምኽትል ኣቦ መንበር ደምህት ኣቶ መኮነን ተስፋይ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ  ነቲ ምፍርራሕ ዘበገሶ ኣብ ውሽጡ ዘሎ ጸገም `ዩ ኢሉ`ሎ።

ምስ ኣቶ መኮነን ተስፋይ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ምስ ኣቶ መኮነን ተስፋይ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ
http://tigrigna.voanews.com/audio/3025294.htmlhttp://tigrigna.voanews.com/audio/3025294.html
Received on Wed Oct 28 2015 - 19:24:10 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved