SBS.com.au: "ዝጀመርኩዎ ናይ ሕክምና ትምህርተይ ምስወዳእኩ: ናብ ኤርትራ ከይደ ንህዝበይ ክሕግዝ'የ" መንእሰይ ሰዊት በላይ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Mon, 4 Jan 2016 22:31:26 +0100

"ዝጀመርኩዎ ናይ ሕክምና ትምህርተይ ምስወዳእኩ: ናብ ኤርትራ ከይደ ንህዝበይ ክሕግዝ'የ" መንእሰይ ሰዊት በላይ

4 JAN 2016 - 7:33AM
 
 
ጓል ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ 'ከላያ ካብ ኤርትራ ምስወለዳ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኣ፡ክቱር ናይ ሙዚቃ ስሚዒት ኣለዋ ንህዝቢ ከተማ ሆባርት ኣብ ጽርግያን ኣብ ኣዳራሻትን ብጥ ዑም ዜማ ተዛንዮ። ኣብዚ እዋን ነዊሕ ጐዕዞ ትምህርቲ ሕክምና ተታሓሒዛቶ ኣላ። ዶክተር ክትከውንን ናብ ኤርትራ ተመሊሳ ህዝቢ ክትሕግዝን ዝደረኻ እንታይ ኮን ይኸዉን? ምስሰማዕኩሞ መልሲ ክጸንሓኩምዩ፡
 
 
Received on Mon Jan 04 2016 - 16:31:27 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved