“እቲ ዝበለጸ ነገር ሓደ ኣቦ ንደቁ ክገብረሎም ዝኽእል ንኣዲኦም ምስ ዘፍቀራ’ዩ”ካልእን ምክሪ ለባማት" ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን"...

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Sat, 19 Dec 2015 13:22:33 +0000

* “ሓንቲ ገረብ ንኽቆርጽ ሸሞንተ ሰዓት እንተ ዝወሃበኒ፡ እተን ሽዱሽተ ሰዓት ፋሰይ ከብልሕ መሕልፍኩወን” -ኣብርሃም
ሊንከን

* “ንዘይተማህረ ሰብሲ A ሰለስተ ዕንጸይቲ ወይ መስመር ጥራይ’ያ” –ኣላን ሚለን

*”ውሑድ ኣፍልጦ ክህልወካ ሓደገኛ’ዩ ዋላ’ዉን ብዙሕ” -ኣልበርት ኣንስታይን

* ልቢ ዓሻ ኣብ ኣፉ’ያ ኣፍ ለባም ግና ኣብ ልቡ’ያ። በንጃሚን ፍራንክሊን

* “ገለ ሰባት ንዝናብ የስትማቕሩዎ፡ ገለ ድማ ይጥልቅዩ ጥራይ” ቦብ ማርሊ

* “እቲ ዝበለጸ ነገር ሓደ ኣቦ ንደቁ ክገብረሎም ዝኽእል ንኣዲኦም ምስ ዘፍቀራ’ዩ” -ጆን ውድን

* “እቲ ጾር ኣይኮነን ዝሰብረካ ሜላ እሰኻኽማኻ ደኣ እምበር” -ሊዮ ሆልትስ

* “ስራሕን ፍቕሪንሲ እምነ- ኩርናዕ ናይ ሰብነትና እዮም” -ሶቅራጠስ

* “ንሓጎስ ኢልካ ምስ ዘለልካ መሬት ካብ ትሕቴኻ ከይትእለ ተጠንቀቕ” -ሶቅራጠስ

* “ነብስኻ ምፍላጥ መበገሲ ኩሎም ልቦናታት’ዩ” -ኣሪስቶትል

ንዝያዳ ዜና ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን ንምብጻሕ ኣብዚ ኣድራሻ ጠውቁ-
https://adalvoice.wordpress.com/





hqdefault__1_.jpg
(image/jpeg attachment: hqdefault__1_.jpg)

Received on Sat Dec 19 2015 - 08:22:32 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved