ተወሰኽቲ ዘመናውያን ማሽነሪን ኣውቶቡሳትን ናብ ሃገር ኣትየን ስ/ ሳልሕ ዓብደልቓድር ኣውቶቡሳት፡ ከምኡ’ውን 10 ዓበይቲን 10 ማእከሎትን ናይ ከተማ ኣውቶቡሳት’ውን ከምዝኣተዋ፡ ሓላፊ ኦፐረሽን ህዝባዊ ኣገልግሎት ቴክኒክ ሓራት ኣቶ ጽገዮውሃንስ ይትባረኽ ንኤሪና ሓቢሩ። እዚአን ምስ’ተን ኣብ ወርሒ የካቲት፡ መጋቢትን መወዳእታ ሕዳርን ዝኣተዋ ዘመናዊያን ኣውቶቡሳት ተደሪበን፡ ስሉጥነትን ጽፉፍነትን ኣገልግሎት መጓዓዝያ ምድሪ ንምምዕባል ኣብ ዝካ

From: Dimtzi Eritrawian Kab German <eritreanvoice.germany_at_googlemail.com_at_dehai.org>
Date: Sat, 12 Dec 2015 23:37:56 +0100

[image: Inline-Bild 1]
http://50.7.16.234/hadas-eritrea/haddas_ertra_10122015.pdf



image.png
(image/png attachment: image.png)

Received on Sat Dec 12 2015 - 17:37:56 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved