(ፈላስፋውን ስነ-ፍልጠታውን ዲንቂ ስነ-ጽሑፍ)-መድረኽ-ሕታም ቁ. 15 11/29/2015 ብተስፋልደት ባህልቢ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 6 Dec 2015 00:18:05 +0100
ምንጪ፡ ሰኪዔት መስከረም
ወርሒ ታሕሳስ 5/12/2015
መቕድም
 ነዛ ዛዕባ እዚኣ ክትዳሎ፡ ዘበራበሩ ምኽንያታት፡ ግዘ ዝሓቑኖም ዘሎ ተኣፈፍቲ ዛዕባታት፡ ኣበይ ገጾም ኣቢሎም የምርሑ ከም ዘለዉ፡ ግምታት ንምሃብ እዩ። ንቑልቁል ገጾም። ቅድሚ ናብቲ ግጥሚ ምብጻሕ ግን፡ መጀመርያ ተኣፋፍነት ናይዚ ዘሎናዮ ግዘ ክትንከፍ እዩ። ደድሕሪኡ ከኣ ሓተታ ምስ ደምደመ፡ እቲ ግጥሚ ኣሎ። ከም መዕጸዊ ከኣ፡  መዋጽኦ ጸገማትና ብኸመይ ኣቢሉ ይቃናዕ፡ ኣብ ዝብል ቁምነገር፡ ብሰፊሑ ዘይ ኮነስ፡ ብሕጽር ዝበለ ትሚእ ክበሃል እዩ። Read More 
.................................

ኣብ'ዚ ታሕቲ ዘሎ መራኸቢ ሕጥበ-ጽሑፍ (PDF) ጠዊቕኩም ንዝርዝራቱ ብጽሞናን ዓሚቕ ኣተኩሮን ኣምብብዎ ኢኻትኩም።

ብርሃነ ሃብተማርያም

ሰናይ ንባብ!!!


Received on Sat Dec 05 2015 - 18:18:06 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved