ብኤውሮጳዊ ሕብረት ንኤርትራ ልምዓታዊ ሓገዝ ንዝውሃብ እማመ *መደብ* ንምዕዋት ብግብሪ ንደግፍ!!!

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 15 Nov 2015 11:39:03 +0100

ፐቲሽን ንፈርም፡፡ 

ሕዳር 05.03.2008 (15.11.2015)

ምንጪ፡ መስከረም ነት

Meskerem.net

ብሓገዝ ኤውርጳውያን ክሳብ ብኣፍንጫኻ ዝወጽእ እንዳሰተኻ፡ ብትኳቦ ኤውሮጳውያን ክሳብ እትብስኑ እንዳበላዕካ፡
ንምንታይ ንህዝቢ ኤርትራ ሓገዝ ኣይወሃብ ትብል።
መታን ሓገዝ ክረክብ ናብ ስደት ክስዕበካ።
ኣብ ልምና ምሳኻ መታን   ክስራዕ?  
ሕብረት ኣውሮጳ ጽምዶኡ ምስ ኤርትራ ክቕጽል ። ንኤርትራ ናይ ኤኮኖሚ ረድኤት ንኽወሃብ ከም እትድግፍ ኣፍለጥ። ኣብ ፐቲሽን ንፈርም

Image result for sign the petition
Received on Sun Nov 15 2015 - 05:39:05 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved