መርሓባ መጺኣ እዛታሪኻዊት መዓልቲ ነጻነትና ብርሃን ዘበሰረት ጸላእትና ዝተጎሓፈላ

From: Dimtzi Eritrawian Kab German <eritreanvoice.germany_at_googlemail.com_at_dehai.org>
Date: Fri, 22 May 2015 20:07:09 +0200

  *መርሓባ መጺኣ እዛታሪኻዊት **መዓልቲ ነጻነትና ብርሃን ዘበሰረት*
*ጸላእትና ዝተጎሓፈላ*

[image: Map of Eritrea]






*ዮውሃና ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብውሽጢ ሃገርን **ኣብወጻኢ ዝነብር ህዝብና*
*ዮውሃና ነዚ ጅግና ህዝባዊ ሰራዊትና ሃገር ኣብ ም**ህናጽን**/**ሃገር ኣብ ምክልኻልን ዘሎ ጅግና።*
*ውሃና ንኹቡር ፕረሲደንቲ እሰያስ ኣፈወቂ ንስኻ **መራሒና ምኻንካ እንድኮራዕና ነዊሕ ዕድመን ምሉ*
*እ ጥዕናን ንምነየልካ ደጊምና ከኣ ዮውሃና።*
*እንቓዕ ኣብዛ ሪኻዊት መዕልቲ ነጻነትና እንብዕለላ **ኣብጽሓን።*
*ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ነዞም ጀጋኑ ሰማእታትና*
*ከምወትሩ ዓወት ንሓፋሽ*
*ተቀማጦ ላዕላይ ሰመን ጀርመን*
*ሃምቦርግ**/**ል**/**ሉበክ**/ **ብረመን መምስከባብኡ*
Received on Fri May 22 2015 - 14:07:08 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved