ንዕውታት ክንሽልም ኢና ነዛ ሰእሊ ብጥንቃቀ ተዓዘቡ መኖም እዩ ተጋዳላይ መንግስ ዓንደማሪያም? “ሬድዬ ኣዳል”..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Wed, 20 May 2015 15:38:39 +0100

ሬድዬ ኣዳል ብምክኒያት መበል 24 ዓመት ጽንብል ናጽነት ምስ ገዲም ተጋዳላይ መንግስ ዓንደማሪያም፤መንእሰያት ብፊላይ
ኣብ ወጻኢ ብመደናገርቲ ታሪክ ከይደናገሩን እቲ ሓቀኛ ታሪካዊ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባር ንናጽነት ንክሰንቁ ፤ተከታታሊ
ታሪካዊ ቃለ መሕተት ነካይድ ምሕላውና ዝፉለጥ ኮይኑ፤ ሕጂ ውን ንተጋዳላይ መንግስ ዓንደማሪያም እናመስገና ነዛ ሰእሊ
ብጥንቃቀ ተዓዘቡ መኖም እዩ ተጋዳላይ መንግስ ዓንደማሪያም? ንዕውታት ኣብ ዝሃለው ይሃልው ክንሽልም ኢና።መልስ ኩም
ቁጽሪ 1 ወይ ቁጽሪ 2 ክከውን ይግባእ።
መዘካከሪ 1. ኣብ ፈይስቡክ ወይ ቲዊተር መልስኩም ኣብ መውሃቢ ሪኢቶ ኣቀምጡ ሙሉእ ሽም ኣይትረስዑ2. ወይ መልስኩም
ኣብ ኢመይልና adalvoice_at_googlemail.com ልኣኩልና ሙሉእ ሽም ኣይትረስዑንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ኣድራሻ
https://adalvoice.wordpress.com/ - ጠውቁ
ሰንበት 24/05/2015 ውደደር ክዕጾው’ዩጽቡቅ ዕድል
ሰናይ ቅንያት ናጽነት
ሬድዬ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን




DN2LXnZgBVmf.jpg
(image/jpeg attachment: DN2LXnZgBVmf.jpg)

Received on Wed May 20 2015 - 10:38:38 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved