ግንቦት 24 ጽንብል በዓል ነጻት ኤርትራ ኣብ ሳንሆዘ ካሊፎርኒያ ( May 24 Eritrea's Independence Day In San Jose California )

From: Ghebrengus Mesmer <gmesmer1_at_yahoo.com_at_dehai.org>
Date: Fri, 15 May 2015 03:22:03 +0000 (UTC)

ዝኸበርኩም ኤርትራውንያን ተቐማጦ ከተማ ሳንሆዘን ከባቢኣን፣ ሽማግለ ባዓላት ከተማና ነዚ ኩቡር በዓል ነጻነት ሃገርና ንምጽንባል ዝከላ ምድላዋት ጌራ መርሓባ ትብለኩም። 24 ግንቦት ኣብ ታሪኽ ሃገርና ፍሉይ ክብሪ ዘለዋ ዕለት ከም ምዃና መጠን፣ ብሓደ መዳይ ኩሊና ኤርትራውያን ብሓበንን ታሕጓስን ሓቢርና ከነምሲ፤ በቲ ካልእ ወገን ከኣ ሕድሪ ሰማእታትና ንዝክረላን መብጽዓና ነሕድሰላን ዕለት ስለ ዝኾነት ኩላና ነዛ ቅድስቲ መዓልቲ ጉቡ ክብራ ንምሃብ ተሳታፍነት ኩልና ክረጋገጽ ብትሕትና ነዘኻኽር። ዝጅመረሉ ጊዜ ልክዕ ሰዓት 6፡00 ድሕሪ ቀትሪ ( 6፡00PM) ምዃኑ እናሓበርና፣ብደሓን ምጹ ንብል።ሽማግለ በዓላት።



IMG_76091.jpg
(image/jpeg attachment: IMG_76091.jpg)

Received on Thu May 14 2015 - 23:22:06 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved