ከም ኩሉ ኤርትራዊ ወላዲ ንደቁ መሪቁ ንሃ/ኣገልግሎት ዝልእክን ዕድሚኡ ሙሉእ ንሃ/ኣገልግሎት ዝወፈየ ናይ ሕዝቡን ዓለምናን ኣብነታዊ መራሒ..ፈነወ ሬድዬ ኣዳል..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 30 Mar 2015 19:39:54 +0100

ኣብ'ዛ ዓለምና ዘለው መራሕቲ ብገንዘብ ሕዝብን ሃገርን ንደቆምን ስድራቤቶምን ንዝልዓለ ትምህርትን ናብራን ናብ ኤሮፓን
ኣመሪካን ክልእኩ ከለው እቲ ንገዛእ ርእሱ ሙሉእ ዕድሚኡ ንሃገር ዝወፈየ ገና ኣብ ኑጡፉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝርከብ
ፕረዚደንት ኢሰያአስ ኣፎርቂ ; ስድራቤቱ ከም ኩሉ ቱሑት መነባብሮ ዘለዎም ኤርትራዊያን አብ ክራይ ገዛ ይነብሩ ንደቁ
ድማ ከም ኩሎም ኤርትራዊያን አሕዋቶም መንእሰያት ኮንጐ ገዚኡ'ዩ ንሃገራዊ አገልሎት ዝልእክ።

ሐንሳብ እሞ ንስለ ሓቂ ምስ ነብስና ንዛረብ ከምዚ ዝገብር መራሒ ናየነይቲ ሃገር'ዩ? አበየናይ ክፍለዘመን? ነዚ
አብነት ፕረዚደንት ኢሰያአስ ኣፎርቂ ዝስዕቡ ኢዬም ድማ ናይ ጽባሕ ናይ ኤርትራ መራሕቲ።

እቲ ምንታይ ኤርትራ ሃገር ሃርጓማት ዘይኮነት ኤርትራ ሃገር ሰማእታት ብምኳና።

ፈነዉ ሬድዮ ኣዳል ንምስማዕ ኣብዚ Links ጠዉቑ - https://adalvoice.wordpress.com/





30202740u5hXLUfb12.png
(image/png attachment: 30202740u5hXLUfb12.png)

Received on Mon Mar 30 2015 - 14:39:54 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved