The hallicunation of Weyane and its Axis of evil ( ተጻባእቲ ባእታት ብትንግርታዊ ሓሶት ዝምርቕኑ)

From: Gebre Fessehazion <gfessehazion_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Thu, 26 Mar 2015 21:20:34 +0100

ንገለ ሰባት መርቂኖም ኣለዉ ክንብሎ ም ከሎና ንግዝያዊ ስሚዒቶም ዘርውይ ታሕጕስ ክረኽቡ ከለዉ ኢዮ። ንኣብነት ከም
በዓል ዕጸ-ፋርስ፡ ኣብ casino ብምኻድ ምቑማር፡ ዘስካሕክሕ ኣብ ልዕሊ ሰባት ግፍዒ ምፍጻምን ብዛዕባ ካልኦት
ሰባት ወይ ትካላት ወይ ሃገራት ሓሶት ብምዝርጋሕን ምጽላምን ወይ ምክፋእ ገለ ካብቶም ንደቂ ሰባት ግዚያዊ ታሓጕስ
ብምፍጣር ክምርቕኑ ካብ ዝገብሮም ሓደገኛ ነገራት ኢዮም። እዚ ከምዚ ዓይነት ጠባይ ርእሱ ዝኸኣለ ሕማም ኮይኑ ኣብ
ሕብረተሰብ ብዙሕ ማሕበራዊ ጸገማት ከምዘምጽእ ንኹሉ ሰብ ርዱእ ኢዩ።....... Read More plese click ;

http://www.alenalki.com/index.php/alenalki-news/685-%E1%89%B0%E1%8C%BB%E1%89%A3%E1%8A%A5%E1%89%B2-%E1%89%A3%E1%8A%A5%E1%89%B3%E1%89%B5-%E1%89%A5%E1%89%B5%E1%8A%95%E1%8C%8D%E1%88%AD%E1%89%B3%E1%8B%8A-%E1%88%93%E1%88%B6%E1%89%B5-%E1%8B%9D%E1%88%9D%E1%88%AD%E1%89%95%E1%8A%91


Received on Thu Mar 26 2015 - 16:20:34 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved