እዛ ሓሳድ ዓይኒ፡ ክሳብ ትነቝር ደም ቅንኢ ክትዓቍር.....

From: Tewolde Bemnet <tewolde_bemnet_at_yahoo.com_at_dehai.org>
Date: Thu, 26 Mar 2015 19:23:43 +0000 (UTC)

ዝኸበርኩም ኣለይቲ መርበብ ሓበሬታ፡ሰልም ንዓኹም ይኹን።ትማሊ፡ "እዛ ሓሳድ ዕይኒ...." ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወት ጽሕፍቲ ሊኢኸ ኔረ፡ ሓደ- ሓደ መአረምታ ናይ ቃላትን ፊደላትን ስለ ዝነበራ፡ ይቕሬታ እናሓተትኩ፡ ነታ ቀዳመይቲ ኣውጺእኩም፡ ነዛ ዝሰደልኩም ዘልኹ እተኣረመት፡ መሊስኩም ክትፍንውዋ ብትሕትና እላቦ።ዓወት ንሓፋሽ!



Received on Thu Mar 26 2015 - 15:23:45 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved