ምቁራጽ ሬድዬ ኣሰና ብሕጽረት ገንዘብ ዘይኮነ ብዘይሕጋዊ መገዲ ምእካብ ገንዘብን ምስግጋርን, ሕቶ ግብርን ካልእን ምኳኑ ምንጭታት ሓቢሮም..ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 16 Mar 2015 22:33:04 +0000

ብዕለት 1 መጋቢት 2015 "ድሮ ናፊቕናኩም ግን ክንምለሰኩም ኢና" (መፋነዊ መደብ ሳትላይት ራድዮ ኣሰና) ብሬድዬ
ኣሰና ዝተቃልሓ ምቁራጽ ራድዮ ኣሰና ዜና ምስ ተሰምዔ ነቲ ዜና ብሓጐስ ውን እንተ ተቀበልኽዋ ብኣሰናዳኢ እታ ሬድዬ
ምኽኒያት ምቁራጽ እታ ሬድዬ ብንጹርን ዘየሻሙን መገዲ ብንጹር ከየቀመጠ ድሮ ናፊቕናኩም፣ ግን ክንምለሰኩም ኢና ብምባል
በራኺ፤ ቢተወደድ ናብ ዝብል ሽኩሹካ ተነቁቱ ምስ ዘልዓሎ ጉዳይ ናፈቖቱ ዘይሳነ፣ በዚ ድማ ነቲ ቅድሚ ሕጅ ዘይሕጋዊ
ተግባራት ኢለ ዝአምነሉ ዝበርኩ ምእካብን ምስግጋርን ገንዘብ ብኣሰና፤ ሓደ ከቢድ ሕጋዊ ጽቅጢ ከም ዘጋጠሞ ኽርድኦ ግዜ
አይወሰደለይን እቲ ምንታይ ምስ ሑሉፍ ተግባራቱ ኣብ ሓደ ረፍዲ ጽሓይ ኽናፉቀና ዘይእመን ብሙኳኑ ።

ኣብ'ዚ ጉዳይ ሓቅነቱ ከረጋግጽ ተገዳስነት ስለ ዘሕደርኩ ሕዝቢ ድማ ድሕሪ ደጊም ኽነቅሓሉ አለዋ ኢለ ስለ ዝኣመንኩ፤
እዚ ኽገብር እንተኮነ ሩጡብ ሓበሬታ ከዋሕልል ነይሩኒ በዚ ከአ ምስ አሰና ቅርበት ዘለዎም ሃሰው ካብ ምባል ዓዲ ስለ
ዘይዋዓልኩ ኩሎም ዝረከብኽዎም ድማ ምቁራጽ ሬድዬ ኣሰና ብሕጽረት ገንዘብ ዘይኮነ ብዘይሕጋዊ መገዲ ምእካብ ገንዘብን
ምስግጋር ገንዘብን ሕቶ ግብርን ካልእን ሕጋዊ ጉዳያት ምኳኑ ኣይሓብኡለይን.....
ንምሉእ ንባብ - ኣብዚ Links ጠዉቑ - https://adalvoice.wordpress.com/





9ou9i3UK5Of514.jpg
(image/jpeg attachment: 9ou9i3UK5Of514.jpg)

Received on Mon Mar 16 2015 - 18:33:04 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved