ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊን ብተወሳኪ ቋንቋታት ኤርትራ ፈነወ ክጅም'ዩ፤ ኤርትራዊያን ካብ መላእ ኩርዓት ዓለም ክሳተፉሉ ዘኽእል ባይታ ውን ኣጣጢሑ....

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Sun, 15 Mar 2015 19:20:29 +0000

ፈነወ ሬድዬ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊን ካብ መወዳእታ 2005 ጅሚሩ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ወትሩ ሰንበት ን2ስዓታት ብቋንቋ
ትግርኛ ክፍኑ ከም ዝጸንሓን ኣብዚ ግዜ ኪኢላዊ ቅሚ ሰቡ ኣወሃሂዱ ብተወሳኪ ቋንቋታት ትግረ፤ብሌን፤ ኩናማ፤ዓረብ፤እግሊዝ
ኣብ ቀረባ ግዜ ክብ ከብል ምዃኑን ብዘይካ'ዚ ሰጋብ ወዳእታ ዓመተ 2015 ድማ ቋንቋታት ናራ፤ሳሆ፤ሕዳርብ፤ዓፋር ክጅምር
ኣብ ናይ ቀጻሊ ጻዕሪ ከም ዝርከብ ምስንዳእ ፈነወ ሬድዬ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊን ይሕብር።

ፈነወ ሬድዬ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊን ዝተወሃሃደ ምጅማር ፈነዉኡ ብኩለን ቋንቋታት ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ሃገር ናይ መጅመርያ
ፈነወ ከም ዝከውንን፤ ንሕጻናት ምስ ቋንቋ ኣደ ኣብ ምልላይ ዓቢ ኣበርክቶ ከም ዝሕልዎን፤ሓድነት ኤርትራዊያን ክብ ኣብ
ምባል ውን ዘይንዓቅ ተራ ከም ዘበርክት ምስንዳእ ፈነወ ሬድዬ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊን የረድእ።

እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊን ኣብ ልዕሊ ዝጸንሖ ናይ ሬድዬን መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎት....
ንምሉእ ንባብ - ኣብዚ Links ጠዉቑ - https://adalvoice.wordpress.com/





xjxyhwdyybpr.jpg
(image/jpeg attachment: xjxyhwdyybpr.jpg)

Received on Sun Mar 15 2015 - 15:20:30 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved