VOA ንቃልሲ-ደቀንስትዮ ኤርትራ ዘጉልሐ ሲምፖዝየም ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ

From: Ibrahim Idris Suliman <eboeri30_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 10 Mar 2015 17:33:42 -0600

http://m.tigrigna.voanews.com/a/2673537.html

እቲ ሲምፖዚየም ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዚተዳለወ

ንመበል ሰላሳን ሓሙሽተን ምምስራት ሃማደኤ ኣመልኪቱ "ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብንታዊ ተራ ኣብ ጊዜ ኲናትን
ሰላምን: ኣለም ለኻዊ ረኢቶ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ኣርሊንቶን ቭርጂያ ቀዳም መጋቢት ሽውዓተ ተኸቢሩ::

ብዛዕብኡ ምስ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ሃማደአ ወ/ሮ ሓድነት ቀለታ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ግለ ክፋሉ ኣብ`ዚ ምስማዕ
ይክኣል። ጽባሕ ሰሉስ ካብ`ቶም መጽናዕታዊ ጽሕፋት ዘቕረቡ ሓዊሱ ብሰፊሑ ክቐርብ`ዩ።

ሲምፖዝየም ደቀንስትዮ ኤርትራ
<http://av.voanews.com/clips/VTG/2015/03/09/38ebea7c-1581-49fc-96c5-17e1fe94da99.mp3>


Ibrahim I. Suliman
Received on Tue Mar 10 2015 - 19:33:41 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved