VOA በዓል ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ

From: Ibrahim Idris Suliman <eboeri30_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 10 Mar 2015 17:31:23 -0600

http://m.tigrigna.voanews.com/a/2674896.html

NUEW branch in North America

*መበል* *ሰላሳን* *ሓሙሽተ* ዓመት *ምምስራት* ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ -*ሃማደኤ* *ብዝምልከት* *ዝተዳለወ*
*ስምፖዝየም **ኣብ* *ኣርሊንግተን* *ቨርጂንያ* *ዋሺግቶን**ዲሲ* *ቀዳም* 8-*መጋቢት* *ተኸቢሩ**::*

*ምስ ኣህጉራዊ* *መዓልቲ* *ደቂ* *ኣንስትዩ* *ድርብ ኾይኑ**ዝተዳለወ* *'ቲ ስምፖዝየም፣* *"ኣብንታዊ* *ተራ
ኤርትራዊያን* *ደቂ* *ኣንስትዮ* *ኣብ* *ጊዜ* *ኲናትን**ሰላምን*: *ኣለም* *ለኻዊ* *ኣረአእያን,"* *ኣብ*
*ትሕቲ* *ዝብል**ቴማ* 'ዩ ኔሩ።

ሙሉእ ትሕዝቶ'ቲ መደብ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።

TIG-Special-Feature-NU
<http://av.voanews.com/clips/VTG/2015/03/10/74f1672a-28c4-402a-b09b-fd5fbe251074.mp3>

Ibrahim I. Suliman
Received on Tue Mar 10 2015 - 19:31:23 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved