ጽንብል 8 መጋቢት 2015 ንኡስ ጨንፈር ሃማደኤ ከተማ ንይዉካስትልን ከባቢኣን ዓ/ብሪጣኒያ ብዓወት ዛዚሙ "ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን"....

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 10 Mar 2015 16:56:49 +0000

ንኡስ ጨንፈር ሃማደኤ ከተማ ንይዉካስትልን ከባቢኣን ብሰንበት 8 መጋቢት 2015 ሓያሎ ደቂ ኣንስትዬ ከተማ
ንይዉካስትልን ከባቢኣን ሕጻናት፣ ወለድን ዕድመ ዝተብረሎም ኣጋይሽን ፈተዉቲ ህዝቢ ኤርትራ እንግሊዛዊንን ኣብ ተረከቡሉ
ኣብ ከተማ ንይዉካስትል ን8 መጋቢት 2015 መዓልቲ ደቂ ኣንስትዬ ብድምቀት ጸንቢለን ኣብቲ ኣጋጣሚ ነቲ ዕለት
ዘንጸባርቅ ዝተላለየ ግጥምታትን መደባትን ዝቀረበ ክከዉንሎ ኣደንበር ንኡስ ጨንፈር ሃማደኤ ከተማ ንይዉካስትልን ከባቢኣን
ወሮ ኣስቴር መድሃኔ ንተራን ኣበርክቶን ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዬን ንሓፈሻዊ ንጥፈታታት ንኡስ ጨንፈር ሃማደኤ ከተማ
ንይዉካስትልን ከባቢኣን ኣመልኪታ ሰፈሕን ዝርዝራዉን መግለጺ ብምቅራብ ንድምቀት እቲ ዕለት ከይተሓለሉ ዝሰሩሑን ዝሰርሐን
ኣመስጊና።

ዕዱማት ድማ ብባህላዉን ዘመናዉን ሙዚቃ ክዘግዑ ኣምስዬም።

በዚ ድማ ጽንብል 8 መጋቢት 2015 ንኡስ ጨንፈር ሃማደኤ ከተማ ንይዉካስትልን ከባቢኣን ብዓወት ዛዚሙ።

ስእላዊ ቪዲዬ ንምርኣይ ኣብዚ ጠዉቁ -https://adalvoice.wordpress.com/




VWHijEihhpOH.jpg
(image/jpeg attachment: VWHijEihhpOH.jpg)

Received on Tue Mar 10 2015 - 12:56:50 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved