ንኡስ ጨንፈር ሃማደኤ ከተማ በርሚንግሃምን ከባቢኣን ን8 መጋቢት 2015 መዓልቲ ደቂ ኣንስትዬ ብድምቀት ጸንቢለን "ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን"…

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 9 Mar 2015 17:01:46 +0000

ንኡስ ጨንፈር ሃማደኤ ከተማ በርሚንግሃምን ከባቢኣን ብሰንበት 8 መጋቢት 2015 ሓያሎ ደቂ ኣንስትዬ ከተማ
በርሚንግሃምን ከባቢኣን ሕጻናት, ወለድን ዕድመ ዝተብረሎም ኣጋይሽን ኣብ ተረከቡሉ ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ኣብ ዝርኸብ
ቤት መግቢ ሻምሩኽ ን8 መጋቢት 2015 መዓልቲ ደቂ ኣንስትዬ ብድምቀት ጸንቢለን ኣብቲ ኣጋጣሚ ነቲ ዕለት ዘንጸባርቅ
ዝተላለየ መደባት ዝቀረበ ክከዉንሎ ዕዱማት ስጋብ ወጋሕታ ብባህላዉን ዘመናዉን ሙዚቃ ክዘግዑ ኣምስዬም።
በዚ ድማ ጽንብል 8 መጋቢት 2015 ንኡስ ጨንፈር ሃማደኤ ከተማ በርሚንግሃምን ከባቢኣን ብዓወት ዛዚሙ።

​ስእላዊ ቪዲዬ ንምርኣይ ኣብዚ ጠዉቁ - https://adalvoice.wordpress.com/


tDDF6BYd2pBp.jpg
(image/jpeg attachment: tDDF6BYd2pBp.jpg)

Received on Mon Mar 09 2015 - 13:01:47 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved