ሓበሬታ ንተቀማጦ በርምንግሃምን ከባቢኣን ጽንብል ብዓል 8 መጋቢት 2015 ኣብ ከተማ በርምንግሃም...

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Wed, 4 Mar 2015 16:45:36 +0000

ንኡስ ጨንፈር ሃማድኤ ከተማ በርምንግሃምን ከባቢኣን 8 መቢት 2015 ብድሙቅ ኣገባብ ንምጽንባል ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ በዚ
ድማ ቀዳም 7መጋቢት 2015 ካብ ስዓት 4:00 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ዘምሲ ኣብ ሻምሩኽ ሪስቶራንት ፍሉይ ናይ ምዝንጋዕ
መደብ ተዳሊሉኹም ብምሕላዉ ኣብ ተጠቂሱ ዘሎ ቦታን ስዓትን ሓቢሩኩሙና ከተምሲዩ ብሉዑል ኣኽብሮት ዕድም።
ንኡስ ጨንፈር ሃማድኤ ከተማ በርምንግሃምን ከባቢኣን
ብድሓን ሙጹ።




QwyCZoBtZ4BR__1_.jpg
(image/jpeg attachment: QwyCZoBtZ4BR__1_.jpg)

Received on Wed Mar 04 2015 - 11:45:38 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved