ኣገዳሲ ሓበሬታ ፍሉይ መደብ ፈነዉ ሬድዬ ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን ሰንበት 8 መጋቢት 2015 “ንክብሪ ኤርትራዊን ደቂ ኣንስትዬ”…

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 3 Mar 2015 15:08:01 +0000

ኣጋጣሚታት ዝጋጠሙሉ ኣጋጣሚ ሳሕቲ ግዜ’ዩ ሰንበት 8 መጋቢት 2015 ድማ ሓያል ዘይስገር ኣጋጣሚ ፈጢራትልና’ላ።8
መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዬ ኣብ ዕለት ፈነዉ ሬድዬ ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን ዝፈነወሉ መዓልቲ ይዉዕል
ብምሕላዉ ናይ ሰንበት 8 መጋቢት 2015 ናይ 2 ስዓት ፈነወና ሙሉእ ብሙሉእ “ንክብሪ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዬ”
ወፊናዬ ኣሎና።በዚ ድማ ፍሉይ መደብ ፈነወ ሬድዮ ኣዳል ድምጺ ኤርትራወያን ሰንበት 8 መጋቢት 2015 ከም ወትሩ ብናይ
ዓዲ እግሊዝ ኣቆጻጽራ ስዓት ካብ ስዓት 10 ንግሆ ስጋብ ስዓት 12 ፈርቂ መዓልቲ “ብኣዳለዉቲ ፈነወ ሬድዬ ኣዳል”
ዬዲት ሃብተሚካኤልን ኣኽሊሉ ኣብርሃም ኣብ ዝዳሎ ፉሉይ መደብ ፈነወ ሬድዬ ኣዳል ሓቢርኩሙና ከተርፍዱ ንኣብ መላእ
ኩርዓት ዓለም ንትርከቡ ተከታተልቲ ፈነወና መልእክትና ነመሓላልፍ።መደብና ንምኽትታል መታን ክጥዕመኩም ፈነወ ሬድዬ ኣዳል
ድምጺ ኤርትራወያን ኣብ ዓዲ እግሊዝ ብናይ ከባቢ FM 93.2 ዝምሓላለፈ ክከዉን ከሎ ብሬዲዬ ኢንተርኔት ብቀጥታ ብመገዲ
መርበብ ሓበሬታ ኣዳል www.adalvoice.org.uk <https://adalvoice.wordpress.com/>
ይመሓላለፈ: ብዘይካዚ ፈነዉ ሬድዬ ኣዳል ብናይ ሳተላይት *ቴለቪጅ* ፈሪቪዉ”Freeview “ቻነል 8 ብተመሳሳሊ ብናይ
ሳተላይት *ቴለቪጅ*ን ቪርጂን ሜዲያ”*Virgin Media” *ሜዲያ ብቀጥታ ይመሓላለፍ።*ፈነወ ሬድዬ ኣዳል ድምጺ
ኤርትራወያን*
*https://adalvoice.wordpress.com/ <https://adalvoice.wordpress.com/>*
*03/03/2015*




315393YsDZGNFDak.png
(image/png attachment: 315393YsDZGNFDak.png)

Received on Tue Mar 03 2015 - 10:08:02 EST

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved