Tigrigna.Voanews.com: ኤርትራዊያን ንፀብፃብ መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ብምቅዋም ኣብ ጄኔቭ ሰልፊ ኣካይዶም

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Tue, 23 Jun 2015 16:26:02 +0200

ኤርትራዊያን ንፀብፃብ መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ብምቅዋም ኣብ ጄኔቭ ሰልፊ ኣካይዶም

 
Eritreans Mass Rally in GenevaEritreans Mass Rally in Geneva
ገብረ ገብረመድህን

  ካብ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፓ ዝተኣኻኸቡ ኤርትራዊያን ናይ ሕቡራት መንግስታት መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ብዛዕባ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ንዘውፅኦ ፀብፃብ ብምቅዋም ሎማዕንቲ ሰኒ ኣብ ጄኔቭ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

  ፀብፃብ እቲ ኮሚሽን ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ዘለዎ ጠቐነ እዩ ዝበሉ ካብ ኣተሓባበርትን ተሳተፍን እቲ ሰልፊ ንኤርትራ ዘይውክል፣ንኤርትራ ዘፅልም፣ዘዳኽምን ሰላማ ዝኸልእን እዩ ኢሎምዎ ኣለው።

 ካብ 10 ሃገራት ኣውሮፓ ዝመፁ ተሳቲፎም ኣለው ብመሰረት ኣቶ ሲራክ ባህልቢ ካብ ኣዋህድቲ እቲ ሰፍሊ ሓደ።ትሽዓተ ሰባት ዝሓቖፈ ኮሚቴ ናይቶም ሰልፈኛትታ ጥርዓን ዝሓዘ ሰነድ ሒዞም ናብ ቤት ፅሕፈት ሕቡራት መንግስታት ምርካቦም እውን ወሲኹ ሓቢሩ ኣቶ ሲራክ።ዝርዝሩ ኣብዚ የድምፁ።

ኤርትራዊያን ሰልፈኛታት ኣንፃር መርማሪ ኮሚሽን ኣብዚ ታሕቲ ጠዊቕካ ስማዕ፡
http://tigrigna.voanews.com/audio/2832835.html
 
Received on Tue Jun 23 2015 - 10:26:02 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved