Martyrs Day 2015 - Portland, OR

From: Andemariam Rustom <anderustom_at_yahoo.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 22 Jun 2015 18:40:52 +0000 (UTC)

20 ሰነ መዓልቲ ሰማታት ኣብ ፖርትላንድ ኦረጎን ብኽብዝበለ ኣገባብን ርዝነትን ተኸቢሩ ውዒሉ፡ ነቲ ብኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዝቐረበ ብሓሶት ዝመልኤ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዝቐንዐ ጸለመ ብትሪ ንኹንን፡ ናይ ሰማእታትና ሕድሪ ንምኽባር ቃልና ንሓድስ ብምባል ንስድራቤት ስዉኣት ንምሕጋዝ ዓሚ ናይ ሾውዓተ ስድራቤት ን2 ዓመት ብእኩብ ስፖንሰር ጌርና ኔርና ሕጅውን ተማሳሳሊ ክንሕግዝ መብጽዓ ነኣቱ ክብል ሽምዓ ብምውላዕ መደብ ተዛዚሙ።
Pictures: https://drive.google.com/folderview?id=0B9Sfeyuo20g5fnpoeXdMY2lwb21NYWpYVnhlTnc5Rzg0S2IwWmQ0S1drVVdpV3hQQTRzalE&usp=sharing
Video: https://www.youtube.com/watch?v=8JO06HQ6TSM&feature=youtu.be
Received on Mon Jun 22 2015 - 14:43:36 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved