ጣዕመ ቃንኡን፡ ሓቀኛ ፍረኡን ዘቃዶ፡ ዋዜማ "ሰብኣዊ መሰላት"

From: Tewolde Bemnet <twbemnet_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Sun, 14 Jun 2015 18:09:15 -0400

ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለውት ዓንቀጽ፡ ነዚ ሕጂ ዝተፈነወ ሰነድ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰል፡ ብስም "መርማሪትን ኮምሽን"
ተብሂሉ ዝፈነዎ፡ ክስን ጸለመን ጽሑፍ ፡ ዝምልከት ኮይኑ፡ ኣብ መርበብኩም ከተስፍሩዋ ብትሕትና እላቦ። ኣብ ስራሓትኩም
ድማ ኣሳልጦን ዓወትን እትምነ። ዓወት
ንሓፋሽ!


Received on Sun Jun 14 2015 - 18:09:15 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved