''ብሂማን ራይት ራፓርተር ዝሰማዕናዬ ናይ'ቲ ዝጸንሓ ተጻብኦ መጨረሻ ናይ ቅብጸት ፈተነ'ዩ'' ኩቡር ኣምባሳደር እስቲፎኖስ ሃብተማርያም ሰፊሕ ቃለ መሕተት ምስ ሬድዬ ኣዳል..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Sun, 14 Jun 2015 19:33:56 +0100

ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣኒያን ኣየርላንድን ኩቡር ኣምባሳደር እስቲፎኖስ ሃብተማርያም ኣብ ሕሉው
ኩነታትን ፓለቲካውን ቁጠባውን ማሕበራዊውን ከምኡ ድማ ኣብ ጉዳት መደባት ህንጸትን ልምዓትን መከተን፤ ብስም ተጣበቅቲ
ሰብኣዊ መሰላት እናተባህለ ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራን ህዝባን ንዝፈጸም ንዘሎ ገበናትን ብዘካእዚ ንጉዳይ መንእሰያትን
ህጻናትን ስድራቤታትን፤ ኣገዳስነት ምድልዳል ሃገራዊያን ማሕበረ፡ኮማትን ካልእን ንዝቀረበሉ ሕቶታት ኣመልኪቱ ምስ ሬድዬ
ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን ሰፊሕ ቃለ መሕተት ኣካይዱሎ።

 ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣኒያን ኣየርላንድን ኩቡር ኣምባሳደር እስቲፎኖስ ንሕሉ ኩነታትን ዘሎ
ምዕባሌታትን ሰፊሕ መብርሂ ድሕሪ ምሃቡ እቲ ብሂማን ራይት ራፓርተር ዝሰማዕናዬ ናይ'ቲ ዝጸንሓ ተጻብኦ መጨረሻ ናይ
ቅብጸት ፈተነ ብምኳኑ ኩሉ ኤርትራዊ ነዚ ብዝግባእ ተረዲኡ መከቱኡ ብዝሓየለ ክቅጽሎን ሓንሳብን ንሓዋሩን ከቃብጾ ይግባእ
ክብል ኣስሚሩሉ።
ሙሉእ ትሕዝቶ ኩቡር ኣምባሳደር እስቲፎኖስ ሃብተማርያም ምስ ሬድዬ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን ንምስማዕ ኣዚ ኣድራሻ ጠውቁ
 https://adalvoice.wordpress.com/





ti6WrBqsAMyJ.jpg
(image/jpeg attachment: ti6WrBqsAMyJ.jpg)

Received on Sun Jun 14 2015 - 14:33:57 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved